ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ቪድዮን ፎቶን ኦዲትንግ ስራሕቲ ንክሰርሕ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 11:32 ከሰአት
  • ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ተወዳደርቲ በቲ ዝወፀ ዝርዝር መሰረት ዝምልከቶኩም ዘርፊ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ