ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ማእከል ህንፀት ተሃነፅቲ ሕጊ ዉቅሮ ን 1ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1500.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2  መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 እቲ  ጨረታ 25/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 43 08 43

መመለስ
የጨረታ ምድብ