ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ብረታ ብረት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 04:30 ጥዋት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተረጋገፀ ባት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም እስካብ 17/03/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03 

መመለስ
የጨረታ ምድብ