ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዘላ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 37 28

መመለስ
የጨረታ ምድብ