ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረትን ኤሌክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ነዞም ዝስዕቡ ቐዒሎም ዝግለፁ ረቂሒታት ዝተማላኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ መስመር ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎን ቅድሕ አታሓሒዙ ዘቅርብን

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ ምኮኑ ዝገልፅ ድጋፍ ዘቅርብን ብተወሳኪ መቅረባይነት ዘቅርብን

3 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 9 ሕዳር 2008 ክሳብ 25 ሕዳር 2008 ዓ/ም ተለጢፉ ይፀንሕ 25 ሕዳር 2008 ዓ/ምድማ ይዕፀዉ

4 እዚ ጨረታ 25 ሕዳር 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ አብቲ ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 43 ረ ይክፈት

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን ሰዓራይ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ወይ ዉሕስና ከብ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

7 እቲ ሆስፒታል በዝሒ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰሉ ሕልዉ እዩ

8 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ

9 መክበሪ ጨረታ 3000 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

11 ነቲ ጨረታ ዝመልእ ዉልቀ ሰብ ወይ እዉን ነጋዳይ ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

12 ተጫረቲ ብናይ ሆስፒታልና መርአይ ወይ እዉን ሰምፕል መሰረት ክቅርቡ አለዎም

እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s