ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን 2012ዓ/ም መስሕባት ክልልና ዘላልዩ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብሮሸር ብቀንቃ ትግርኛን ኢንግሊዘኛን ፣ ፖስትካርድን ከሐትም ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/03/2012 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/03/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

መመለስ
የጨረታ ምድብ