ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መፀገኒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 04:00 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ክሳብ09/03/2012 ዓ/ም ሳዓት 3፡30 ፀኒሑ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

4 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምሰተነጎሮ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ንመቀለ ቤት ህንፀት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ምሰ ኣረከበ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ

5 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

6ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ