ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/03/2012 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ