ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2008 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/  መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2008 ዓ/ም ናይቀረባ ወርሒዲክለር ዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/  መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲ ካብ ዕለት 14/ 03/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/03/2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/  ብ CPO ወይ ብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 29 /03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  9. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  10. ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::
  12. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅ ሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  13. ነብሰ ወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ  1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860  ምርካብይካኣል::

 

 

 

 

 

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ