ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ሓምለ ዕለት 01/2010ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ይደሊ

1 ንቤት ዕዮና ትካልና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደን ክልተን ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቕዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2011ዓ/ም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቕዓት ሞያን ዝተሓደሰ ንግዲ ምዝገባን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ንዝኮነ መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ናምበር ካልኦት ንጨረታ ዝጠቕሙ መረዳእታታ ምስ ዋናዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3 ኦዲት ዝገብር ሒሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ምኻኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታን ዝርዝር ካብ ማሕበር መናእሰይ ቢሮ ቑፅሪ 15 ፋ/ምም/ር ካብ ዕለት 02/03/2012 ክሳብ ዕለት 16/03/2012 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ቴክኒካልን መወዳደሪ ቅጥዕታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእትዞም ምስ ዋና ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ቴክኒካል ድማ ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ጠቅላላ ኣርባዕተ ፖስታ ብዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ስም ፣ ኣድራሻ፣ ፌርማ፣ ኦርጅናል፣ ዋናን ኮፒን ተባሂሉሉ ማሕተምን ፌርማን ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 14 ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ክሳብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክኣትዉ ኣለዎም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

6 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ኣታዊ ዝገብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342 40 34 34ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s