ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከየዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቐን 2012ዓመት ቤት ማዛጋጃ መቀለ ጋሓፍ መኪና ሚዛን ንምስራሕ ብርኪ 10 ደቀቅቲ ኣናእሽተይ ትካላት ናይ ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ክሰርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ደኣንት ምስክር ወረቀት ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ባት ዲክላሬሽን

2 ተጫረቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 ተኸታታልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዘዚሞም ዘረክቡ

3 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል ክሳብ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ከእትዉ ኣሎዎም

4 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 16 95 ብምድዋል  ምርካብ ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ