ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 04:00 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 01 /03/2012 ዓም ክሳብ 04/ 03 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ፕሮፎርማ ዕለት 04 /03 /2012 ዓም ሰዓ 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408887

መመለስ
የጨረታ ምድብ