ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 10:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

3 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 28/02/2011ዓ/ም ክሳብ 01/03/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

መመለስ
የጨረታ ምድብ