ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ሕትመት ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 04:32 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/03/2012 ሰዓት 4፡30 ሰዓት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን

ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23

መመለስ
የጨረታ ምድብ