ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ መሶቦ ዘሎ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ቡሌኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:50000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 08:30 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን፣ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕደጋ ከፋሊ እናቐረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 05/11/2019 -14/11/2019ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO)  ብር 50000.00 ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

5 እቲ ጨረታ 14/11/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06


መመለስ
የጨረታ ምድብ