ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ኬዚንግ ንምዉፃእ ክራን ትራክ ልዕሊ 10 ቶን ተልዕል ብክራይ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 10:02 ከሰአት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 26/02/2012ዓ/ም ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 10፡00

መመለስ
የጨረታ ምድብ