ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ኣብ መኽዝን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ናይ ማይ ቱቦ ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: ፋፂ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ሽም ፣ ኣድራሻ፣ ፌርማ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ  

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ክ/ዕ/ፋ/ም/ን  ክፍሊ ቁፅሪ 5 ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት  ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለዉዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ዝክፈት ይከዉን፡፡

4 መኸበሪ ጨረታ 1000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዙ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

6 ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220/ 0914765388 / 0914777483 ይጠይቁ

መመለስ
የጨረታ ምድብ