ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንብሄር ብሄረሰባት ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 09:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ 26/02/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/02/2012ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈ

መመለስ
የጨረታ ምድብ