ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮቦርታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:02 ከሰአት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 27/02/2012ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ 10  

መመለስ
የጨረታ ምድብ