ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 05:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበር ኮፒ ገየሩ ዘቕርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬት

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ክሳብ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ