ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ፅገና ብፕሮፎርማ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ