1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን
4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ
5 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ
6 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡፡
መመለስ