ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ዕዮታት ናይ ሓለዋ ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 04:30 ጥዋት
  • ስራሕቲ ሓለዋ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 5000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ