ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘለዉ ሰራሕተኛታት ኣርባዕተ /4/ ሰብ ብፕስችሪ ኮምፒተር ኣካዉንቲንግ ንምሰልጣን ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 03:02 ጥዋት
  • ትምህርቲን ትሬይንግ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም  ዝኽፈተሉ 18/02/2012 ሰዓት 3:00 ይከዉን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ