ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ሰፋትኔት በጀት ዝተቀነሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርሩ ንብረታት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ቲን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 19/02/2012ዓ/ም ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 43 39 00 12 /03 43 39 04 02

መመለስ
የጨረታ ምድብ