ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ናይ 2ተ ዓመት ማለት ናይ 2010ዓ/ም ንናይ 2011ዓ/ም ምንቅስቃስ በጀቱ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ስለዝደለየ ዝምክለተኩም ሕጋዊ ኦዲተራት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፋላይ ፣ መለለይ ቁፅሪ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎም

2  ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም እስካብ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክትቀርቡ /ክትወዳደሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤ/ፅት ህወሓት ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 41 29 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ