ኣብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ዘገልግል ናይ መኪና 19084 ET ሞዴል KUN 25L ትዮታ ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ካም ዝስዕብ ይከዉን
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 08:32 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 13/012/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ