መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ን2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተሓደሰ ናይ2012ዓ/ም መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ 

4 ካብ ሓምለ 2011ዓ/ ቫት ዲክለር ዝረበረሉ መረዳእታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 1000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ነፃ ኮይኑ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 01/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 05 05 /09 14 76 9023

መመለስ
የጨረታ ምድብ