- ናይ 2008 ዓም ዝተሐዳሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቀርብ ዝክእል
- መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓም ዝወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባየነት 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
- ኣብ ናይ መስኖ ስራሕቲ ዝሳተፉ ደረጃ 8 ኣናእሸተይ ኮይኖም ብማይ ፍቃድ ዘለዎም ክኮኑ ኣለዎም
- ኣብ ናይ ተምሃሮ ዴስክ ዝሳተፉ ድማ ብዕንፀይትን ሓፂን መፂን ብደረጃ ደቀቅቲ ጥራሕ ፍቃድ ዘለዎም
- መክበሪ ጨረታ ንስራሕቲ መስኖ 10,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይከዓ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ንቶም ካልኦት ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይከዓ ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይድማ ምንካይ ከምዝከኣል ክንገልፅ ነፎቱ
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንስራሕቲ መስኖ 28 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንመሳርሒ ህንፃ ድማ 23 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 30 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ናይ ተመሃሮ ዴስክ 23 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንናይ ኤለክትሮኒክስ ድም 23 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 9፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትናዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0344210391 0344210276 ደዊልኩም ሕተቱ::
መመለስ