ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2012 ንሆቴል ማናጅምንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 03:00 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 5/02/2012 ክሳብ 07/02/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 10/02/2011 ሰዓት 3፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ