ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 2ሄ/ር ብዘመናዊ ጠብጠብታ ንዘልምዑ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንክልተ ዓመት ብምክራይ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:30 ጥዋት
  • መሬትን ሊዝን/
  • Print
  • Pdf

1 ብጉጅለ ወይ ብዉልቀ ከልምዕ ዝክእል

2 ናይ ሓደ ዓመት ክራይ ኣቀዲሙ ዝከፍል

3 ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብሽም ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽአሉ

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 ጨረታ ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/02/2012 ኣብ ሳፁን ኣታዊ ይገብሩ

6 እቲ ጨረታ 17/02/2012 ንጉሆ 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348990423 ምድዋል ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ