ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኣግበ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ካብ ዝዕደለሉ ዕለት 03/02/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 05/02/2012 ዓ/ም 11:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 11፡30 ተዓፅዩ  ዕለት06/02/2012 ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ