ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ ፡ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

4 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተመን፣ ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ ዕለት 30/01/2012 ክሳብ 04/2/2012 ሰዓት 8፡00 ክትቀርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/02/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

6 ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከም ዝኮነ ንሕብር

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 65 70 ሓድሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ትግራይ

መመለስ
የጨረታ ምድብ