ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ማእከል ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈተ ኣቁሑት ፅሬት ዝተፈላለዩ ናዉቲ መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ስለዚ ስዒቦም ንዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2008 በጀት ዓመት  ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
  3. ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ዉን ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ  ከቅርብ ዝክእል
  5. ነዞም ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ዋንኡን ሓደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  6. መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቤት ፅሕፈት ዞባ ማእከል  ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ክፍሊ 9 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  8. ሰነድ ጨረታ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ናብቲ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ እትገብሩ
  9. ካብ ዕለት 6 ሕዳር 2008 ክሳብ 24 ሕዳር 2008 ይከዉን
  10. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24 ሕዳር  2008 ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ  ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24 ሕዳር  2008 ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

                                                 

ንዝበለፀ ሓበሬታብቁፅሪ ስልኪ 0347751152 0347752247 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s