ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ጀነሬተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/01/2012ዓ/ም ክሳብ 04/02/2012ዓ/ም

መመለስ
የጨረታ ምድብ