ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 04:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 04/02/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/ 02/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

መመለስ
የጨረታ ምድብ