ኣብ ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና መኪና ሞዴል ዲ22 ዓይነት መኪና ኒሳን ዝኸዉን ናይ መኪና ኣቅሑት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/01/2012 ዓ/ም ከሳብ 29/01/2012 ሰዓት 9፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅርን መረዳእታን ከቕቡ ኣሎዎም

4ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

5 ፕሮፎርማ ዕለት 29/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት

6ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ