ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 09:32 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቕርብ ዝክእል

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘቕርቡ

4 ተወዳደርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ዋጋ መሊኢኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 26/01/2012 ዓ.ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 2ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ