ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 26 / 01/ 2012 ክሳብ 29/1/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/1/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

መመለስ
የጨረታ ምድብ