ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ክተማልእን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡን ንዕድም
- ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን
- መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ዘለዎ
- ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 4 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 20 ሕዳር 2008 ዓም ይከዉን
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20 ሕዳር 2008 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8 ፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 20 ሕዳር ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8፡ 30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከላይ ሆስፒታል መኮኒ ይከዉን
- ጨረታ መክበሪ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ከፊሎም ካብ ማእከላይ ሆስፒታል ሞኸኒ ምዉሳድ ይከኣል
- ንብረት ኣብ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0346640339 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ