ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ስፔር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/01/2012ዓ/ም ክሳብ 28/1/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ፡፡

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ፡፡

ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ 1/block ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ