ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: የጭላ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 አዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2ተ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክሊሬሽን እትገብሩ

3 በዚ መስመር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

4 ቲን ናምበር መቕረባይነት ዘለኩም

5 ኣብዚ ዝወፀ ምልክታ ከጭብርብር ዝመኮረን ዘጭበርበረን ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝከዉን ን ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ዕደጋታት ከም ዝእግድ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 20/01/2012 ክሳብ 10/02/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 10/02/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት እሱ ሰዓት 9፡00 ዝክፈት ይከዉን

7 መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ 3000 ብር ዘቅርብ

8 እዚ ዝወፀ ጨረታ ዝሓሸ ኣመራፂ እንተተረኪቡ 20 ሚዚታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ

9 ተጫረቲ እትጫረቱሉ ሰነድ ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ

10 እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ንተከታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 03 44 22 00 08 /09 14 94 23 37 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ