ብቤትፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ዝመሓደር ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ካብ 01/11/2010ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/10/2011ዓ/ም ናይ ክልቲኡ ጨንፈር ናይ ሓደ ዓመት ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:32 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ብቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ናይ ኦዲት ፍቃድ ዝተወሃበኩም

2 ቲን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመታተዊ ዝተሓደ

4 ኦዲት ዝግበር 18 ቦክስ ፋይል በዝሒ ዝርዝርን ድማ 4CRV.13 CPV 2 PCPV

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/01/2012 ዓ/ም ንጉሆ 3፡30 ቦታ ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ ጨንፈር ሓደ ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ዶክመንት ከእትዉ ይክእሉ

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 11  03 42 40 66 07

መመለስ
የጨረታ ምድብ