ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ tሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሞዴል ኒሳን ዲ22 መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ