ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ/ኮድ/ ንምሃብ ብናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግዲ ትካላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 10:30 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ክሳብ 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 1፡00ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/1/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ