ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 10:32 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ካብ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/01/2012 ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/01/2012 ሰዓት 10፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 -44- 40- 01-77 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ