ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መበየዲ ኦክስጅን ጋዝ ምምላእ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 09:30 ከሰአት
  • ኬሚካልን ሪኤጀንት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል ይዕድም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ