ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 04:00 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 19/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/1/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ