ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሕታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

4 እዚ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 21/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 41 76 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ