ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ጠረፔዛን ወንበርን ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:50000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:10 ጥዋት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ካብ 15/01/2012ዓ/ም ክሳብ 21/01/ 2012ዓ/ም ክሳብ 3፡00 ናይ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ክህልዎም ግባእ

2  ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ቲኦቲ ክትኮኑ ይግባእ

3 ተጫረቲ ክቢ ማህተመን ፌርማን ኣድራሻን ቁፅሪ ስልኪ ክህልዎ ይግባእ

4 አብ ተቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን

8  ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፤

9 እቲ ጨረታ 21/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣብ ዝርከብ ላጪ ፅ/ቤት ይክፈት።

10 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ 03 41 01 87 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ